እውቀትን ለእያንዳንዱ ልጅ ያቅርቡ

ያግኙን

Book Details

ያነበቡ ልጆች ብዛት :3

ናይ ገጠር ቦታታት

መግለጫ

ጸሓፊት ካታሊና ፔጅ

ትርጉም ብዶክተር ሩታ በረከት

ኣዘንታዊ ዳዊት ገብሬ

መእተዊ

ኣብዚ ዛንታ እዚ፡ ኣብ ገጠር ክርኣዩ ዝኽእሉ ቦታታት ክንርኢ ኢና። ጎተራታት እኽሊ፣ ኣባይቲ ሕርሻ፣ ጎላጉልን ናይ ፍራፍረ ሕርሻታትን ኣብ ገጠር ጥራይ ክንርእዮም እንኽእል ቦታታት እዮም።

Free
Free access this course

Want to receive push notifications for all major on-site activities?