እውቀትን ለእያንዳንዱ ልጅ ያቅርቡ

ያግኙን

Book Details

ያነበቡ ልጆች ብዛት :0

ከመይ ጌርና ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይድ?

መግለጫ

ጸሓፊት  ኤልሳቤጥ ጀኒ

ትርጉም ብዶክተር ሩታ በረከት

ኣዘንታዊ ዳዊት ገብሬ

መእተዊ

ኣብዚ ዛንታ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ቆልዑ ናብ ቤት ትምህርቲ ንምኻድ ዝጥቀሙሎም ዝተፈላለዩ መጓዓዝያታት ክንርኢ ኢና። ቈልዑ ብእግሮም ተጓዒዞም፡ ብብሽክለታ፡ ኣብ ኣድጊ ተወጢሖም ወይ ብባቡር ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸዱ ይኽእሉ።

Free
Free access this course

Want to receive push notifications for all major on-site activities?